Source: IAAF Dailystar TN Cyclingnews Kenyans Dailystarkenya Dailyactiveኣብ ውድድራት ምሉእን ፍርቅን ማራቶናት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣትሌታት ዓወታት የመዝግቡ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2019 ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዓወት ኣመዝጊባ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ ዝመጽእ ወቕቲ 2019 ምስ ጋንታ ኣስታና ፕሮ ክጽንበር’ዩ፡ መኪንኡ ብታህዋኽ ኣብ መውጽኢ ህጹጽ ሓደጋ ስታድየም ዘጸግዐ ሓላው ልዳት ኣብ መንጎ ግጥም ብመቓልሕ ድምጺ እናሰምዐ መኪንኡ ተወሲዳ፡
ኣብ ውድድራት ምሉእን ፍርቅን ማራቶናት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣትሌታት ዓወታት የመዝግቡ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2019 ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዓወት ኣመዝጊባ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ ዝመጽእ ወቕቲ 2019 ምስ ጋንታ ኣስታና ፕሮ ክጽንበር’ዩ፡ መኪንኡ ብታህዋኽ ኣብ መውጽኢ ህጹጽ ሓደጋ ስታድየም ዘጸግዐ ሓላው ልዳት ኣብ መንጎ ግጥም ብመቓልሕ ድምጺ እናሰምዐ መኪንኡ ተወሲዳ፡