SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/11/2017)

Weekly Sport (16 11 2017)
Source: IAAF Ethiosports KTPress InyaRwanda Thenewtimes Twitter

ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሮዛ ደረጀ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኣህጉራዊ ማራቶን ሻንግሃይ፡ ብውልቃ ኣመዝጊባቶ ንዝጸንሐት ዝበለጸ ግዜ ብክልተ ደቒቕን ፈረቓን ብምምሕያሽ ተዓዊታ፡ ሕርይቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2018 ምስ ሩዋንዳ ማዕረ ባዶ ብባዶ ድሕሪ ምፍልላያ ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2017 ሰንበት ተጀሚሩ ብምውቕ ሃዋህው ይቕጽል ኣሎ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሮዛ ደረጀ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ኣህጉራዊ ማራቶን ሻንግሃይ፡ ብውልቃ ኣመዝጊባቶ ንዝጸንሐት ዝበለጸ ግዜ ብክልተ ደቒቕን ፈረቓን ብምምሕያሽ ተዓዊታ፡ ሕርይቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ካልኣይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2018 ምስ ሩዋንዳ ማዕረ ባዶ ብባዶ ድሕሪ ምፍልላያ ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2017 ሰንበት ተጀሚሩ ብምውቕ ሃዋህው ይቕጽል ኣሎ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now