ሮናልዲኞ ኣዲስ ኣበባ መጺኡ: ብናይ ትርጉም ጌጋ ዘይተኣደነ ብዝሒ እንቋቕሖ ብሓንቲ ሃገራዊት ጋንታ ተኣዚዙ: ጽጋቡ ግርማይን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ኣምስተል ጎልድ ረይስ ተሳቲፎም: ኣትሌታት ሓጎስ ገብረህይወት፡ ቡዜ ዲሪባ ኣብ ቦስቶን፤ መስፍን ኣለሙን ታረቀኝ ዘውዱ ኣብ ፖላንድ ከምኡ'ውን ዓብደላ ጎዳና ኣብ ጃፓን ተዓዊቶም፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

