ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ደጀነ ደበላ ጎንፋ ኣብ ማራቶን በይጂንግ ተዓዊቱ፡ ኣብ ማራቶን በርሊን ከኣ ኬንያዊ ኤልየድ ኪፕቾገ ሓድሽ ክብረወሰን ከመዝግብ እንከሎ ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ሓምሻይ ወጺኡ፡ ቩወልታ ኣ ኢስጳኛ ብዓወት ሳይሞን የትስ ተዛዚሙ፡ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገ/ሄርን ብተዛማዲ ዕውት ዝነበረ ዙሮም ወዲኦም፡ ንምንታይ’ዮም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ጡፍ ዝብሉ፡
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

