ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ት20 መንእሰያት ኣብ መዳለዊ ግጥም ንሴካፋ ንደቡብ ሱዳን ኣብ ኣስመራ 3-0 ስዒራታ፡ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ኣብ ኮልካታ፡ ህንዲ፡ ድርብ ዓወት ኢትዮጵያውያን ተመዝጊቡ፡ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ከዳልዋ ድሌት ዘርእያ ሃገራት ይውሕዳ ብምህላወን ኣብ ልዕሊ መወልቲ ሻቕሎት ፈጢሩ፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

