SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/02/16)

Sprint finish at Tour of Qatar 2016
Sprint finish at Tour of Qatar 2016 Source: Velonews.competitor.com

መብራህቶም ክፍለዝጊ ኣብ ኦሎምፒክ ንኣሜሪካ ወኪሉ ዝሳተፍ ብዕድመ ዝዓበየ ኮይኑ: መሰረት ደፋር ድሕሪ ክልተ ዓመት ምብኳር ኣብ ውድድር ውሽጢ ኣዳራሽ 3000 ሜ. ናይዚ ዓመት ዝቐልጠፈ ግዜ ኣመዝጊባ: ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቀጠር 2016 ብዓወት ማርክ ካቨንድሽ ተዛዚሙ: ቻይናውያን ክለባት ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ተጻወቲ ካብ ኤውሮጳውያን ክለባት ይምንጥላ::

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መብራህቶም ክፍለዝጊ ኣብ ኦሎምፒክ ንኣሜሪካ ወኪሉ ዝሳተፍ ብዕድመ ዝዓበየ ኮይኑ: መሰረት ደፋር ድሕሪ ክልተ ዓመት ምብኳር ኣብ ውድድር ውሽጢ ኣዳራሽ 3000 ሜ. ናይዚ ዓመት ዝቐልጠፈ ግዜ ኣመዝጊባ: ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቀጠር 2016 ብዓወት ማርክ ካቨንድሽ ተዛዚሙ: ቻይናውያን ክለባት ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ተጻወቲ ካብ ኤውሮጳውያን ክለባት ይምንጥላ::

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now