Source: Stiehl Twitter Englandfootball Athleticsnewsአትሌታት ኢትዮጵያ አብ ውድድር ጉያ 10ኪሜ ፈረንሳ ድሕሪ ቀዳማይ ዘሎ ደረጃታት ብምዕብላል ውድድረን ፈጺመን፡ ዙር ፈረንሳ እናቀረበ አብ ዝመጻሉ እዋን ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ አብ ዝተፈላለየ ዙራት ብምውድዳር ምድላዋቶም የበራትዑ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ሜሮን አብርሃም ስም ጀርመናዊ ጋንታ ባይክ አይድ ዝያዳ ከም ዝቃላሕ ጌሩ፡ አብ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ አብ ሓደ ፈስቲቫል ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ድሕሪ ዝተፈጥረ ባእስን ዕግርግርን ሸሞንተ ሰባት ብፖሊስ ተአሲሮም፡ ዋንጫ ዓለም ሩስያ 2018 አካታዕትን አገረምትን ፍጻመታት ብምፍጣር ይቅጽል አሎ፡
አትሌታት ኢትዮጵያ አብ ውድድር ጉያ 10ኪሜ ፈረንሳ ድሕሪ ቀዳማይ ዘሎ ደረጃታት ብምዕብላል ውድድረን ፈጺመን፡ ዙር ፈረንሳ እናቀረበ አብ ዝመጻሉ እዋን ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ አብ ዝተፈላለየ ዙራት ብምውድዳር ምድላዋቶም የበራትዑ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ሜሮን አብርሃም ስም ጀርመናዊ ጋንታ ባይክ አይድ ዝያዳ ከም ዝቃላሕ ጌሩ፡ አብ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ አብ ሓደ ፈስቲቫል ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ድሕሪ ዝተፈጥረ ባእስን ዕግርግርን ሸሞንተ ሰባት ብፖሊስ ተአሲሮም፡ ዋንጫ ዓለም ሩስያ 2018 አካታዕትን አገረምትን ፍጻመታት ብምፍጣር ይቅጽል አሎ፡