ወላይታ ዲቻ ንዛማሌክ ካብ ዋንጫ ኮንፈደረሽን ክለባት ኣፍሪቃ ብምግላፍ ተኣምር ሰሪሓ፤ መኽሰብ ደበሳይ አብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ላንካዊ ሳልሳይ ወጺኡ፤ ዳምጠ ሂሩን ሱሌ ጌዶን አብ ኮርያን አሜሪካን ተዓዊተን፤ አብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ልዑል ደሞዝ ከዋኽብቲ ተጻወትቲ ህላወ ጋንታታት ይፈታተን፤
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

