SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/10/2017)

Weekly Sport (19 10 2017)
Source: Athleticsnews Twitter Youtube Ethiosports Africanews Newvision Mirror Metro

ኤርትራዊ ሻምፒዮን ኣትሌት ፔትሮ ማሙ መርመራ ደም ተኻይድሉ ኣወንታዊ ውጽኢት ዶፒንግ ስለዝተረኽቦ ንትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣህጉራዊ ውድድራት ተኣጊዱ፡ ታደለች በቀለ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ፡ ሞሮኮ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ከተአንግድ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኢኳቶርያ ጊኒን ተመሪጻ፡ ኤሪተል ተሳትፎኣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ታይሁ ለይክ ዛዚማ፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ መዛረቢ መራኸቢ ብዙሃን ቻይና ኮይኖም፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራዊ ሻምፒዮን ኣትሌት ፔትሮ ማሙ መርመራ ደም ተኻይድሉ ኣወንታዊ ውጽኢት ዶፒንግ ስለዝተረኽቦ ንትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣህጉራዊ ውድድራት ተኣጊዱ፡ ታደለች በቀለ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ፡ ሞሮኮ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ከተአንግድ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ኢኳቶርያ ጊኒን ተመሪጻ፡ ኤሪተል ተሳትፎኣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ታይሁ ለይክ ዛዚማ፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ መዛረቢ መራኸቢ ብዙሃን ቻይና ኮይኖም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now