Source: IAAF T13 Borkena Thisdaylive Greatethiopianrunኣብ ቦኽሪ ቅድድም ብሽክለታ 'ዋንጫ ኣፍሪቃ' ተሳተፍቲ ጋንታታት ኣስመራ ኣትየን፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብጋና 2-0 ተሳዒራ፡ መንእሰያት ት/23 ኢትዮጵያ ግን ንሶማልያ ብገፊሕ 4-0 ኣፋንዮማ፡ የብርጓል መለስ ኣብ ሻንግሃይ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊባ፡ ገዲም ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣደወንበር ፈደረሽን ኣትለቲክስ ክትከውን ተመሪጻ፡ ሃይለ ገብረስላሰ ብወለንትኡ ካብ’ቲ ቦታ ተሰናቢቱ፡ ሰነጋላዊ ሳዲዮ ማነ ብደገፍቲ ሃገሩ ምግፋዕ ኣጋጢምዎ ብብኽያት ተሸፊኑ፡
ኣብ ቦኽሪ ቅድድም ብሽክለታ 'ዋንጫ ኣፍሪቃ' ተሳተፍቲ ጋንታታት ኣስመራ ኣትየን፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብጋና 2-0 ተሳዒራ፡ መንእሰያት ት/23 ኢትዮጵያ ግን ንሶማልያ ብገፊሕ 4-0 ኣፋንዮማ፡ የብርጓል መለስ ኣብ ሻንግሃይ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊባ፡ ገዲም ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣደወንበር ፈደረሽን ኣትለቲክስ ክትከውን ተመሪጻ፡ ሃይለ ገብረስላሰ ብወለንትኡ ካብ’ቲ ቦታ ተሰናቢቱ፡ ሰነጋላዊ ሳዲዮ ማነ ብደገፍቲ ሃገሩ ምግፋዕ ኣጋጢምዎ ብብኽያት ተሸፊኑ፡