SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/11/2017)

Weekly Sport (02/11/2017)
Source: IAAF Footyghana Twitter Dailyexpress

ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪና ፋሶ ትሳተፍ ኣላ፤ ሳይሞን ሙሴ ዝድነቕ ምንቅስቓስ የርኢ፤ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ከተማታት ማርሰይ፥ ፍራንክፈርትን ልዩብልያናን ዓብላሊ ዓወት ኣመዝጊቦም፤ ናብ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ናይ መወዳእታ ቦታ ንምውሳድ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ክገጥማ እየን፥ ኢትዮጵያ ኣብ'ቲ ግጥም ክትሳተፍ ርግጸኛ ስለዘይኮነት ኡጋንዳ ክትሓልፍ ትኽእል እያ፤ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ግጥማት ስፖርት ዝዝርግሑ መርበባትን ሰባትን ብብዝሒ ይኽሰሱ፤

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪና ፋሶ ትሳተፍ ኣላ፤ ሳይሞን ሙሴ ዝድነቕ ምንቅስቓስ የርኢ፤ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ከተማታት ማርሰይ፥ ፍራንክፈርትን ልዩብልያናን ዓብላሊ ዓወት ኣመዝጊቦም፤ ናብ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ናይ መወዳእታ ቦታ ንምውሳድ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ክገጥማ እየን፥ ኢትዮጵያ ኣብ'ቲ ግጥም ክትሳተፍ ርግጸኛ ስለዘይኮነት ኡጋንዳ ክትሓልፍ ትኽእል እያ፤ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ግጥማት ስፖርት ዝዝርግሑ መርበባትን ሰባትን ብብዝሒ ይኽሰሱ፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now