SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/08/2018)

Weekly Sport (20/08/2018_
Source: SBS Stiehl Pinterest Runafrica

ብሰንኪ ልዑል ተቓውሞኡ ኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ ዝና ዘትረፈ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ዓዱ ክምለስ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ - ዝለዓለ ኣቀባብላ ክግበረሉ’ውን መብጽዓ ተኣትይሉ፡ ጎልጎል መብራህቱ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ክጻወት ኤርትራውያን ሓለፍቲ ብኣካል በጺሖም መጸዋዕታ ኣቕሪቦምሉ - ንሱ ግን ቅድም ንኣውስትራልያ ክፍትን’የ ይብል፡ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ኣርክቲክ ረይስ ኦፍ ኖርወይ ናትናኤል ብርሃነ ኸኣ ኣብ ዩሮኣይስ ሳይክላሲክስ ሃምበርግ ዝነኣድ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ዕብለላ ኣትሌታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ካብ ዘርኢ፡ ቦታዊ ኣቀማምጣን መግብን ጥራይ ድዩ ወይስ ካልእ ኣለዎ፧

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብሰንኪ ልዑል ተቓውሞኡ ኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ ዝና ዘትረፈ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ዓዱ ክምለስ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ - ዝለዓለ ኣቀባብላ ክግበረሉ’ውን መብጽዓ ተኣትይሉ፡ ጎልጎል መብራህቱ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ክጻወት ኤርትራውያን ሓለፍቲ ብኣካል በጺሖም መጸዋዕታ ኣቕሪቦምሉ - ንሱ ግን ቅድም ንኣውስትራልያ ክፍትን’የ ይብል፡ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ኣርክቲክ ረይስ ኦፍ ኖርወይ ናትናኤል ብርሃነ ኸኣ ኣብ ዩሮኣይስ ሳይክላሲክስ ሃምበርግ ዝነኣድ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ዕብለላ ኣትሌታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ካብ ዘርኢ፡ ቦታዊ ኣቀማምጣን መግብን ጥራይ ድዩ ወይስ ካልእ ኣለዎ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now