Source: IAAF Sportsbible Theadvertiser Xinhuanet Mybestrun ethiopiaonline Gettyጥሩነሽ ዲባባ አብ ማንቸስተር ትዕብልል፡ አብ ዪንቿን- ቻይና ድርብ ዓወት: አብ ላትቪያ ከአ ዓወት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ፡ አብ ክሊቭላንድ ሕ. መ. አሜሪካ ኤርትራዊ ዳንኤል መስፍን ተዓዊቱ: አብ ልዕሊ'ቲ ዝወዳደረሉ ክዳን ካልእ ክዳን ብምልባሱ ግን ዓወቱ ኣይተረጋገጸን ይጻረ'ሎ፡ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ሳልሳይ ሰሙኑ ወዲኡ: ናትናኤል ጉዕዝኡ ይቅጽል፡ ግጥማት ኩዕሶ ኢድ ዞና ኣፍሪቃ መንእሰያት ት/20፡ ኤርትራዊ ኣሮን ኣስፍሃ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ኣብ ፍሉይ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ኤኤፍኤል ተባሂሉ ተለልዩ፡
ጥሩነሽ ዲባባ አብ ማንቸስተር ትዕብልል፡ አብ ዪንቿን- ቻይና ድርብ ዓወት: አብ ላትቪያ ከአ ዓወት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ፡ አብ ክሊቭላንድ ሕ. መ. አሜሪካ ኤርትራዊ ዳንኤል መስፍን ተዓዊቱ: አብ ልዕሊ'ቲ ዝወዳደረሉ ክዳን ካልእ ክዳን ብምልባሱ ግን ዓወቱ ኣይተረጋገጸን ይጻረ'ሎ፡ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ሳልሳይ ሰሙኑ ወዲኡ: ናትናኤል ጉዕዝኡ ይቅጽል፡ ግጥማት ኩዕሶ ኢድ ዞና ኣፍሪቃ መንእሰያት ት/20፡ ኤርትራዊ ኣሮን ኣስፍሃ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ኣብ ፍሉይ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ኤኤፍኤል ተባሂሉ ተለልዩ፡