Source: IAAF Caughtoffside Stiehl Thehindu nnrunningteam Borkenaኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ 2016 ዓመጽ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ብምቅዋም ንዓዱ ከይተመልሰ ተሪፉ ኣብ ኣሜሪካ ክነብር ዝጸንሐ ህቡብ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ዝሓለፈ ሰንበት ዓዲ ኣትዩ፡ አብ ቻይና ህንድን ልየው ከበደን ታደለች በቀለን ዝርከብዎም ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓወታት አመዝጊቦም፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ጓንግሹ ካብ’ቶም ዝለዓሉ ዓሰርተ ተቐዳደምቲ ኮይኑ ወዲኡ፡ ዩሰይን ቦልት ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያዊት ጋንታ ረብሕኡ ዶ ይበዝሕ ክሳርኡ፧
ኣብ ኦሎምፒክስ ሪዮ 2016 ዓመጽ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ብምቅዋም ንዓዱ ከይተመልሰ ተሪፉ ኣብ ኣሜሪካ ክነብር ዝጸንሐ ህቡብ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ዝሓለፈ ሰንበት ዓዲ ኣትዩ፡ አብ ቻይና ህንድን ልየው ከበደን ታደለች በቀለን ዝርከብዎም ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓወታት አመዝጊቦም፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ጓንግሹ ካብ’ቶም ዝለዓሉ ዓሰርተ ተቐዳደምቲ ኮይኑ ወዲኡ፡ ዩሰይን ቦልት ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያዊት ጋንታ ረብሕኡ ዶ ይበዝሕ ክሳርኡ፧