SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/07/2018)

Weekly Sport (23/07/2018)
Source: SBS NDTVsport Getty Sky GMS SBNation InyaRwanda

ምሕዝነታዊ ግጥም ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይሕሰበሉ'ሎ፡ መሱት ኦዚል ካብ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ተሰናቢቱ፡ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብኡጋንዳውያን መዘንአን 2-1 ተሳዒረን፡ ኢትዮጵያዊት አትሌት ውድድራ ብጌጋ ዝወደአት መሲልዋ ስለዝዘሓለት ዓወታ ተመንጢላ፡ አሰልጣኒ የመን ዝነበረ አብርሃም መብራህቱ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ከሰልጥን ተሰይሙ፡ አብ ዙር ፈረንሳ ባህርያትን ተግባራትን ተዓዘብቲ አብ ልዕሊ ተቀዳደምቲ ስግአት ይፈጥር:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምሕዝነታዊ ግጥም ጋንታታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይሕሰበሉ'ሎ፡ መሱት ኦዚል ካብ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ተሰናቢቱ፡ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብኡጋንዳውያን መዘንአን 2-1 ተሳዒረን፡ ኢትዮጵያዊት አትሌት ውድድራ ብጌጋ ዝወደአት መሲልዋ ስለዝዘሓለት ዓወታ ተመንጢላ፡ አሰልጣኒ የመን ዝነበረ አብርሃም መብራህቱ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ከሰልጥን ተሰይሙ፡ አብ ዙር ፈረንሳ ባህርያትን ተግባራትን ተዓዘብቲ አብ ልዕሊ ተቀዳደምቲ ስግአት ይፈጥር:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now