SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/03/16)

Henok vs Barcelona
Henok vs Barcelona Source: seensportimages.photoshelter.com

ሄኖክ ጎይትኦም ምስ ሀታፈ ፈሪሙ ኣብ ስፐይን ላሊጋ ተመሊሱ ክጻወትዩ: ገንዘበ ዲባባ ዝኽእላ ተሳኢኑ፤ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ኣ ካታሉንያ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ጽቡቕ ምንቅስቓሳት የርእዩ ኣለው፤ ጉዕዞ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ክለባት ኣፍሪቃ ኣብቂዑ፤ ኣገደስቲ ተሰለፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብመጉዳእትን ምምሕዳራዊ ጌጋታትን ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣልጀርያ ኣይክስለፉን እዮም፥

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሄኖክ ጎይትኦም ምስ ሀታፈ ፈሪሙ ኣብ ስፐይን ላሊጋ ተመሊሱ ክጻወትዩ: ገንዘበ ዲባባ ዝኽእላ ተሳኢኑ፤ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ኣ ካታሉንያ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ጽቡቕ ምንቅስቓሳት የርእዩ ኣለው፤ ጉዕዞ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ክለባት ኣፍሪቃ ኣብቂዑ፤ ኣገደስቲ ተሰለፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብመጉዳእትን ምምሕዳራዊ ጌጋታትን ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣልጀርያ ኣይክስለፉን እዮም፥

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now