SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/09/2018)

Weekly Sport (24/09/2018)
Source: Getty BBC IAAF Twitter Sportskeeda Les Actus

ኣብ ዓመታዊ ውድድር ዳም ሎት ዳምቱት ኢትዮጵያዊት ዲባበ ኩማ ካልኣይቲ ኤርትራዊ ኣፈወርቂ ብርሃነ ሳልሳይ ወጺኦም፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ 2018 ኣብ ኦስትርያ ይካየድ ኣሎ፡ ሓለቓ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ቪክቶር ዋንያማ ኣብ ግጥም ኬንያ ኣንጻር ኢትዮጵያ ክስለፍ'ዩ፡ ኣብ መንጎ ስፓርታዊ ውድድራት ዘጋጥሙ ጥሕሰታት ንገለ የስግኡ ንገለ ኸአ የዘናግዑ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዓመታዊ ውድድር ዳም ሎት ዳምቱት ኢትዮጵያዊት ዲባበ ኩማ ካልኣይቲ ኤርትራዊ ኣፈወርቂ ብርሃነ ሳልሳይ ወጺኦም፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ 2018 ኣብ ኦስትርያ ይካየድ ኣሎ፡ ሓለቓ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ቪክቶር ዋንያማ ኣብ ግጥም ኬንያ ኣንጻር ኢትዮጵያ ክስለፍ'ዩ፡ ኣብ መንጎ ስፓርታዊ ውድድራት ዘጋጥሙ ጥሕሰታት ንገለ የስግኡ ንገለ ኸአ የዘናግዑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now