SKIP TO MAIN CONTENT

ካሪም በንዘማ ብሉጽ ተባሂሉ ባሎን ደ'ኦር እንተተሰለመ'ኳ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ግን ኩርዓት ዓለም ኮይኖም

Ballon D'Or.jfif
Ballon D'Or 2022 Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/10/2022) * ኢትዮጵያዊት ታዱ ናረ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘመዝገበቶ ስፓር ግራንድ ፕሪ 10ኪሜ ጽዋዕ ደቀንስትዮ ሰንበት ብዓወት ተኸላኺላ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መትከል ኢዮብ ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ላንቃዊ ተሳቲፉ ዘዕግብ ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ * ኣብ ደረጃ ዙር ዓለም ካብ ዝወዳደራ ጋንታታት ዝነውሐ ስም ዘለዋ ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ዝወዳደረላ ጋንታ ኢንተርማርሽ-ዎንቲ-ጎቤር ማተሪዮ ዝሓለፈ ዓርቢ ናብ ሓደ ብተዘማዲ ሕጽር ዝበለ ስም ቀይራ፣ * ስነስርዓት ስልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ‘ባሎን ደ’ኦር ፍራንስ ፉትቦል’ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ ተኻይዱ፡ ፈረንሳዊ ካሪም በንዘማ ከም ብሉጽ ተጻዋታይ ብመላእ ዓለም ብሓጎስ እንተተጸንበለ’ኳ ኣፍሪቃ ተውህቦ ዘለዎም ተጻወታ ብሓጎስ ከተመስክር ክኢላ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/10/2022) * ኢትዮጵያዊት ታዱ ናረ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘመዝገበቶ ስፓር ግራንድ ፕሪ 10ኪሜ ጽዋዕ ደቀንስትዮ ሰንበት ብዓወት ተኸላኺላ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መትከል ኢዮብ ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ላንቃዊ ተሳቲፉ ዘዕግብ ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ * ኣብ ደረጃ ዙር ዓለም ካብ ዝወዳደራ ጋንታታት ዝነውሐ ስም ዘለዋ ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ዝወዳደረላ ጋንታ ኢንተርማርሽ-ዎንቲ-ጎቤር ማተሪዮ ዝሓለፈ ዓርቢ ናብ ሓደ ብተዘማዲ ሕጽር ዝበለ ስም ቀይራ፣ * ስነስርዓት ስልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ‘ባሎን ደ’ኦር ፍራንስ ፉትቦል’ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ ተኻይዱ፡ ፈረንሳዊ ካሪም በንዘማ ከም ብሉጽ ተጻዋታይ ብመላእ ዓለም ብሓጎስ እንተተጸንበለ’ኳ ኣፍሪቃ ተውህቦ ዘለዎም ተጻወታ ብሓጎስ ከተመስክር ክኢላ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now