SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/02/16)

Ericsson Globe
Ericsson Globe Source: Riittalicious

ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኤርትራ ጎብለል ኮይና: ዙር ዖማን 2016 ብዓወት ቪንቸንዞ ኒባሊ: መርሃዊ ቅዱስ ካብቶም ብሉጻት 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ: ገንዘበ ዲባባ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ ቅድሚ 26 ዓመት ብሩማንያዊት ዶይና መሊንተ ተመዝጊቡ ከይተተንከፈ ዝጸንሐ ክብረወሰን ሰይራቶ: ክልተ መዓልቲ ድሒራ ኸኣ ኣብ 3000 ሜ. ዝቐልጠፈ ግዜ ኣመዝጊባ: ዋና ኣካያዲ ኣትለቲክስ ኬንያ ካብ መዝነቱ ተኣጊዱ:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኤርትራ ጎብለል ኮይና: ዙር ዖማን 2016 ብዓወት ቪንቸንዞ ኒባሊ: መርሃዊ ቅዱስ ካብቶም ብሉጻት 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ: ገንዘበ ዲባባ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ ቅድሚ 26 ዓመት ብሩማንያዊት ዶይና መሊንተ ተመዝጊቡ ከይተተንከፈ ዝጸንሐ ክብረወሰን ሰይራቶ: ክልተ መዓልቲ ድሒራ ኸኣ ኣብ 3000 ሜ. ዝቐልጠፈ ግዜ ኣመዝጊባ: ዋና ኣካያዲ ኣትለቲክስ ኬንያ ካብ መዝነቱ ተኣጊዱ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now