ነጻነት ጉዴታ ኣብ ቫለንስያ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊባ፤ መኽሰብ ደበሳይ አብ ዙር ላንካዊ ወዲቁ ውድድሩ አቋሪጹ፡ አማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ራብዓይ ወጺኡ፤ መሰረት ለገሰን ሱቱሜ ኣሰፋን አብ ቻይናን ኢጣልያን ተዓዊቶም፤ ክለባት ዓለም ዘፈርምኦም ተቐዳደምቲ ወሲኾም- ሞሳና ደበሳይ ቀዳመይቲ ፕሮፌሽናል ኤርትራዊት ተቐዳዳሚት ኮይና፤ ቮልታ አ ካታሎንያ ተዛዚሙ፤
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

