SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/10/2017)

Weekly Sport (26/10/2017)
Source: IAAF Goal NewmailNigeria Stiehl DieWelt iSport

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ናይ ፈለማ ፕሮፌሽናል ግጥሙ ሽቶ ብምምዝጋብ ብሉጽ ተጻዋታይ ተባሂሉ፡ ጎልጎል መብራህቱ ከኣ ሃትትሪክ ሰሪሑ፡ ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ማርታ መግራ ለማን ሱቱሜ ኣሰፋን ተኸታቲለን ቀዳመይትን ካልኣይቲ ኮይነን ተዓዊተን፡ ኤርትራ ዝመበቆሉ ኢጣልያዊ ኢዮብ ገብረህይወት ከኣ ኣብ ማራቶን ቨኒስ ተዓዊቱ፡ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ጉዋንሺ 2017 ዝድነቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ላይበርያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ሕጹይ ንፕረዚደንትን ጂዮርጅ ዊያህ ምስ ነቢይ ጆስዋ ተራኺቡ:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ናይ ፈለማ ፕሮፌሽናል ግጥሙ ሽቶ ብምምዝጋብ ብሉጽ ተጻዋታይ ተባሂሉ፡ ጎልጎል መብራህቱ ከኣ ሃትትሪክ ሰሪሑ፡ ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ማርታ መግራ ለማን ሱቱሜ ኣሰፋን ተኸታቲለን ቀዳመይትን ካልኣይቲ ኮይነን ተዓዊተን፡ ኤርትራ ዝመበቆሉ ኢጣልያዊ ኢዮብ ገብረህይወት ከኣ ኣብ ማራቶን ቨኒስ ተዓዊቱ፡ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ጉዋንሺ 2017 ዝድነቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ላይበርያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ሕጹይ ንፕረዚደንትን ጂዮርጅ ዊያህ ምስ ነቢይ ጆስዋ ተራኺቡ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now