SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/11/2018)

Weekly Sport (26/11/2018)
Source: Twitter BBC

ቦኽሪ ውራይ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ ብዓብላሊ ዓወት ተቐዳደምቲ ኤርትራ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣልኮበንዳ፡ ስፐይን፡ ኤርትራዊ ኣትሌት ኣሮን ክፍለ ካልኣይ ወጺኡ፡ ኮካኮላ ዝምውሎ ቅድድም ብሽክለታ ደቂተባዕትዮ ‘ዑደት ቅድድም ብሽክለታ ኢትዮ-ኤርትራ’ ሰንበት ክጅመር’ዩ፡ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ናይ 2019 ኣህጉራዊ ሻምፒዮናታት ከተተኣናግድ ተሰማሚዑ፡ ዲድየር ድሮግባ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ‘ካብ ህይወት ዝዓበየ ሰብ’ን ካብ ጸወታ ተሰናቢቱ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቦኽሪ ውራይ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ኣብ ኣስመራ ተኻይዱ ብዓብላሊ ዓወት ተቐዳደምቲ ኤርትራ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያ ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣልኮበንዳ፡ ስፐይን፡ ኤርትራዊ ኣትሌት ኣሮን ክፍለ ካልኣይ ወጺኡ፡ ኮካኮላ ዝምውሎ ቅድድም ብሽክለታ ደቂተባዕትዮ ‘ዑደት ቅድድም ብሽክለታ ኢትዮ-ኤርትራ’ ሰንበት ክጅመር’ዩ፡ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ናይ 2019 ኣህጉራዊ ሻምፒዮናታት ከተተኣናግድ ተሰማሚዑ፡ ዲድየር ድሮግባ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ‘ካብ ህይወት ዝዓበየ ሰብ’ን ካብ ጸወታ ተሰናቢቱ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now