Source: MTNPulse Cyclingnews Businessfocus ESPN Sportingnews Dailymirrorኢትዮጵያዊ ህቡብ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ድሕሪ’ቲ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፈደረሽናት ኢትዮጵያ ዝቐረበሉ ክፉት መጸዋዕታ ንኢትዮጵያ ክምለስ ከምዝወሰነ ተፈሊጡ፡ ኣብ መጻረዩ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ዞና፡ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት17 መንእሰያት ኢትዮጵያ ብኡጋንዳ 3-1 ተሳዒራ፡ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኣ ኢስጳኛ 2010 ዝሓለፈ ቀዳም ተጀሚሩ: መርሃዊ ቅዱስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ንዳይመንሽን ዳታ ብምውካል ጽቡቅ ተበግሶ የርእዩ፡ አርሰን ቨንገር ዝለዓለ ክብሪ ዘለዎ ስልማት ላይበርያ ካብ ፕረዚደንት ጂዮርጅ ዊያህ ተሰሊሙ:
ኢትዮጵያዊ ህቡብ ኣትሌት ፈይሳ ለሊሳ ድሕሪ’ቲ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ፈደረሽናት ኢትዮጵያ ዝቐረበሉ ክፉት መጸዋዕታ ንኢትዮጵያ ክምለስ ከምዝወሰነ ተፈሊጡ፡ ኣብ መጻረዩ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ዞና፡ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት17 መንእሰያት ኢትዮጵያ ብኡጋንዳ 3-1 ተሳዒራ፡ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኣ ኢስጳኛ 2010 ዝሓለፈ ቀዳም ተጀሚሩ: መርሃዊ ቅዱስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ንዳይመንሽን ዳታ ብምውካል ጽቡቅ ተበግሶ የርእዩ፡ አርሰን ቨንገር ዝለዓለ ክብሪ ዘለዎ ስልማት ላይበርያ ካብ ፕረዚደንት ጂዮርጅ ዊያህ ተሰሊሙ: