SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/06/2018)

Weekly Sport (25/06/2018_
Source: IAAF Getty Twitter Youtube Wikipedia

አብ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስ ዓበይቲ ዓወታት አመዝጊቦም፡ ኣብ ማቶኒ ኦሎሞክ ሃፍ ማራቶን: ቸክ ሪፓብሊክ ኢትዮጵያዊት ነጻነት ጉዴታ ተዓዊታ፡ ኢትዮጵያዊ አህጉራዊ ዳኛ በአምላክ ተሰማ ወየሳ አብ መንጎ አውስትራልያን ደንማርክን አብ ዝተኻየደ ግጥም ራብዓይ ዳኛ ኮይኑ ተሓጋጊዙ፡ ወነንቲ ናይ'ታ አብ ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ዓወታት ብምምዝጋብ እትፍለጥ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነታ ጋንታ ናብ ደገፍቲ ክሸጡዋ ምኳኖም አፍሊጦም: ስፖርትን ፖለቲካን ክሕወሱ ይግበኦም ዶ አይፋል- ተርእዮታት ካብ ዋንጫ ዓለም፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አብ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስ ዓበይቲ ዓወታት አመዝጊቦም፡ ኣብ ማቶኒ ኦሎሞክ ሃፍ ማራቶን: ቸክ ሪፓብሊክ ኢትዮጵያዊት ነጻነት ጉዴታ ተዓዊታ፡ ኢትዮጵያዊ አህጉራዊ ዳኛ በአምላክ ተሰማ ወየሳ አብ መንጎ አውስትራልያን ደንማርክን አብ ዝተኻየደ ግጥም ራብዓይ ዳኛ ኮይኑ ተሓጋጊዙ፡ ወነንቲ ናይ'ታ አብ ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ዓወታት ብምምዝጋብ እትፍለጥ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነታ ጋንታ ናብ ደገፍቲ ክሸጡዋ ምኳኖም አፍሊጦም: ስፖርትን ፖለቲካን ክሕወሱ ይግበኦም ዶ አይፋል- ተርእዮታት ካብ ዋንጫ ዓለም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now