SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/01/2018)

Weekly Sport (29/01/2018)
Source: IAAF Africanews Nigeriadailynews SBS Arabnews Metro Foxsports Express Twitter

ሄኖክ ምሉእብርሃን ንጉስ ዓቐበት ቀዳማይ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኮይኑ: ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ዉድድር ጉያ እግሪ 1500ሜ ዉሽጢ ኣዳራሽ ት20 ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ: ሱዳን ኣብ ግጥም ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2018 ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ: ባእሲ ወሽመጥ ዓረብ ንጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክትንክፈን የብሉን ይብል ፈደረሽን ኤስያ: ስዑድያ ግን ኣብ ገለልተኛ ሃገር ይግጠሙ ትብል:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሄኖክ ምሉእብርሃን ንጉስ ዓቐበት ቀዳማይ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኮይኑ: ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ዉድድር ጉያ እግሪ 1500ሜ ዉሽጢ ኣዳራሽ ት20 ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ: ሱዳን ኣብ ግጥም ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2018 ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ: ባእሲ ወሽመጥ ዓረብ ንጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ክትንክፈን የብሉን ይብል ፈደረሽን ኤስያ: ስዑድያ ግን ኣብ ገለልተኛ ሃገር ይግጠሙ ትብል:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now