Source: Sport England Theirishman Valenciaradiotv Twitterኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ከተማታት ዳብሊንን ማርሰይን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብኽልቲኡ ጾታታት ድርብ ዓወት ከመዝግቡ እንከለው ኣብ ቨኒስን ሊዩብሊያናን ከኣ ንጽል ዓወታት ኣመዝጊቦም፡ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሃይናን ምስ ጋንታ ተረንጋኑ ሳይክሊን ቲም ተሳቲፉ ውድድሩ ከይዛዘመ ተሪፉ፡ ጽቡቕ ደሞዝን ሓላፍነት ስራሕን ዘለወን ደቀንስትዮ ካብ’ተን ትሑት ደሞዝን ናብራን ዘለወን ዝያዳ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከምዝገብራ ተረጋጊጹ
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ከተማታት ዳብሊንን ማርሰይን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብኽልቲኡ ጾታታት ድርብ ዓወት ከመዝግቡ እንከለው ኣብ ቨኒስን ሊዩብሊያናን ከኣ ንጽል ዓወታት ኣመዝጊቦም፡ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሃይናን ምስ ጋንታ ተረንጋኑ ሳይክሊን ቲም ተሳቲፉ ውድድሩ ከይዛዘመ ተሪፉ፡ ጽቡቕ ደሞዝን ሓላፍነት ስራሕን ዘለወን ደቀንስትዮ ካብ’ተን ትሑት ደሞዝን ናብራን ዘለወን ዝያዳ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከምዝገብራ ተረጋጊጹ