ናትናኤል ብርሃነ አብ ጂሮ ዲ ኢታልያ ክወዳደር ተመሪጹ: ሰሎሞን ደቂቅሳ አብ ማራቶን ሃምበርግ፡ ቡዜ ዲሪባ አብ ኒውዮርክ ተዓዊቶም፡ ግጥማት ሴካፋ መንእሰያት ት17 ብዓወት ታንዛንያ ተዛዚሙ፡ አብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሮማንዲ 2018 መርሃዊ፡ ኣማኑኤልን ጽጋቡን ዝነአድ ምንቅስቓስ አርእዮም፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

