SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/07/2018)

Weekly Sport (30/07/2018)
Source: IAAF France24 News Inyarwanda Thequadcitytimes Aftonbladet

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኮሎምቢያ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ መዳለዊ ግጥማት ኢንተርናሽናል ቻምፒዮንስ ካፕ ጋንታ ቦሩስያ ዶርትመንድ ተሳቲፉ፡ ኣብ ጸገማት ምውሳድ ሓይሊ ዝህቡ ንጥረነገራት ፈደረሽናት ኣትለቲክስ ዝያዳ ሓላፍነት ክወስዱ ሓድሽ ሕጊ ጸዲቑ፡ ዙር ፈረንሳ 2018 ብዓወት ገረይን ቶማስ ተዛዚሙ፡ ኣብ ግጥማት ሴካፋ በጽሒ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ተሳዒረን ሳልሳይ ወጺኤን:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኮሎምቢያ ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ መዳለዊ ግጥማት ኢንተርናሽናል ቻምፒዮንስ ካፕ ጋንታ ቦሩስያ ዶርትመንድ ተሳቲፉ፡ ኣብ ጸገማት ምውሳድ ሓይሊ ዝህቡ ንጥረነገራት ፈደረሽናት ኣትለቲክስ ዝያዳ ሓላፍነት ክወስዱ ሓድሽ ሕጊ ጸዲቑ፡ ዙር ፈረንሳ 2018 ብዓወት ገረይን ቶማስ ተዛዚሙ፡ ኣብ ግጥማት ሴካፋ በጽሒ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ተሳዒረን ሳልሳይ ወጺኤን:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now