SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/03/16)

Getaneh in action v Algeria in Addis
Getaneh in action v Algeria in Addis Source: gettyimages.dk

ቡዜ ዲሪባ ኣብ ኒው ኦርሊየንስ ትዕወት; ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2017 ብገፊሕ 7-1 ትሰዓር፥ ኣብ ናይ መልሲ ግጥም ግን 3-3 ማዕረ ብምውጻእ ምረሻ ኣልጀርያ ተደናጒ; በዓል ግብጺ: ሞሮኮ: ሰነጋልን: ካሜሩንን: ብህድኣት ይምርሻ: ናይጀርያን ደቡብ ኣፍሪቃን ይወድቃ; ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኣብ ቮልታ ኣ ካታሉንያ ዝድነቕ ውጽኢት የመዝግቡ; ኤርትራዊ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ቅድድም ኮብልስቶን ክላሲክ መንገዲ ስሒቱ ጠፊኡ ግን ብሓገዝ ሓደ ተራ ሰብ ተዓንጊሉን ክምለስ ክኢሉን:

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቡዜ ዲሪባ ኣብ ኒው ኦርሊየንስ ትዕወት; ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2017 ብገፊሕ 7-1 ትሰዓር፥ ኣብ ናይ መልሲ ግጥም ግን 3-3 ማዕረ ብምውጻእ ምረሻ ኣልጀርያ ተደናጒ; በዓል ግብጺ: ሞሮኮ: ሰነጋልን: ካሜሩንን: ብህድኣት ይምርሻ: ናይጀርያን ደቡብ ኣፍሪቃን ይወድቃ; ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኣብ ቮልታ ኣ ካታሉንያ ዝድነቕ ውጽኢት የመዝግቡ; ኤርትራዊ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ቅድድም ኮብልስቶን ክላሲክ መንገዲ ስሒቱ ጠፊኡ ግን ብሓገዝ ሓደ ተራ ሰብ ተዓንጊሉን ክምለስ ክኢሉን:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now