SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Weekly Sport (24 12 2018)
Source: Twitter

ሩዋንዳዊ ጆሴፍ ኣረሩያ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ 2018 ተሰምዩ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ሳልሳይ ተርታ ወሲዱ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታታት ኣፍሪቃ ጂማ ኣባ ጂፋር ንዓርሞሸሽ ምስራዊት ጋንታ ኣል ኣህሊ ስዒራታ፡ ኣብ ሃይናን ደይዙ ኢንተርናሽናል ማራቶን ድርብ ዓወት ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ፡ ብራዚላዊ ተኸላኻላይ ጋንታ ፒኤስጂ ቲያጎ ሲልቫ ኣብ ግጥም ጋንትኡ እናተጻወተ እንከሎ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ገዝኡ ብሰረቕቲ ተዘሪፉ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሩዋንዳዊ ጆሴፍ ኣረሩያ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ 2018 ተሰምዩ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ሳልሳይ ተርታ ወሲዱ፡ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታታት ኣፍሪቃ ጂማ ኣባ ጂፋር ንዓርሞሸሽ ምስራዊት ጋንታ ኣል ኣህሊ ስዒራታ፡ ኣብ ሃይናን ደይዙ ኢንተርናሽናል ማራቶን ድርብ ዓወት ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ፡ ብራዚላዊ ተኸላኻላይ ጋንታ ፒኤስጂ ቲያጎ ሲልቫ ኣብ ግጥም ጋንትኡ እናተጻወተ እንከሎ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ገዝኡ ብሰረቕቲ ተዘሪፉ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now