ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ።
Credit: Beyene Weldegiorgis
ማራቶን ሮተርዳም ተኻይዱ ብዓወት ኢትዮጵያዊት ኣሸተ በከር ተዛዚሙ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። ኣብ ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ማቸስተር ሲስቲ ብገፊሕ ኣብ ዝተዓወተትሉ፡ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ስዕረት ኣጋጢምወን።
Share