SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Weekly Sport (10/12/2018)
Source: IAAF Twitter Inthebunch CNN Pinterest

ጋንታ ኣስቤኮ ዘሰለፈቶም ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ፓን ዢ ሁዋ ዝተቐረበ ምድባት ኩሉ ተዓዊቶሞ፡ ተዓዋቲት’ቲ ኣብ ኤርትራ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ደቡብ ኣፍሪቃዊት ማሮይስካ ማቲ ንተገዳስነት፡ ኣገባብ ምትእንጋድን ኣብ ደቀንስትዮ ተቐዳደምቲ ዘሎ ኣተሓሕዛን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዋ ኣድናቖት ገሊጻ፡ ኣብ ማራቶን ጓንግዡ ኢትዮጵያዊት ትዕግስት ግርማ ተዓዋቲት ኮይና፡ ምትላልን ስስዐን ኣብ ዝዓብለለሉ ግዜ መጻኢ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ከመይ ክኸውን'ዩ። (10/12/2018)

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጋንታ ኣስቤኮ ዘሰለፈቶም ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ፓን ዢ ሁዋ ዝተቐረበ ምድባት ኩሉ ተዓዊቶሞ፡ ተዓዋቲት’ቲ ኣብ ኤርትራ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ደቡብ ኣፍሪቃዊት ማሮይስካ ማቲ ንተገዳስነት፡ ኣገባብ ምትእንጋድን ኣብ ደቀንስትዮ ተቐዳደምቲ ዘሎ ኣተሓሕዛን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዋ ኣድናቖት ገሊጻ፡ ኣብ ማራቶን ጓንግዡ ኢትዮጵያዊት ትዕግስት ግርማ ተዓዋቲት ኮይና፡ ምትላልን ስስዐን ኣብ ዝዓብለለሉ ግዜ መጻኢ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ከመይ ክኸውን'ዩ። (10/12/2018)

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now