SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/04/2018)

Weekly Sports (23/04/2018)
Source: IAAF Twitter Facebook Africasteam Cleveland

ወላይታ ዲቻ ኣብ ሃዋሳ ተዓዊታ ናብ ዝቅጽል ግጥም ክለባት አፍሪቃ ግን ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ሰለስተ ልዕሊ ዕድመ ተጻወቲን ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ኢትዮጵያን ካብ ግጥማት ሴካፋ ት/17 ተሶጊጎም: ተቀዳደምቲ ኤርትራውያን ኢትዮጵያዊን አብ ዝተፈላለዩ ውድድራት አብ ኤውሮጳ ተሳቲፎም፡ ማራቶን ለንደን ብኬንያውያን ተዓብሊሉ፡ አብ ጃፓን ሞስነት ገረመዉ ተዓዊቱ፡ መተካእታ ክፋል ሰብነት ካብ በዓልቲ ቤት ንስብኣይ ብመንገዲ ስፖርት

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወላይታ ዲቻ ኣብ ሃዋሳ ተዓዊታ ናብ ዝቅጽል ግጥም ክለባት አፍሪቃ ግን ከይሓለፈት ተሪፋ፡ ሰለስተ ልዕሊ ዕድመ ተጻወቲን ሃገራዊት ጋንታ መንእሰያት ኢትዮጵያን ካብ ግጥማት ሴካፋ ት/17 ተሶጊጎም: ተቀዳደምቲ ኤርትራውያን ኢትዮጵያዊን አብ ዝተፈላለዩ ውድድራት አብ ኤውሮጳ ተሳቲፎም፡ ማራቶን ለንደን ብኬንያውያን ተዓብሊሉ፡ አብ ጃፓን ሞስነት ገረመዉ ተዓዊቱ፡ መተካእታ ክፋል ሰብነት ካብ በዓልቲ ቤት ንስብኣይ ብመንገዲ ስፖርት

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now