አብ ርክባት አልማዛዊ ሊግ ስቶክሆልም ሰሎሞን ባሬጋ፡ ጉዳፍ ጸጋይን ሹሜ ረጋሳን ተዓዊቶም፡ አብ ቅድድም ብሽክለታ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ጽጋቡ ግርማይ፡ አማኑኤል ገብረእግዚአብሄርን ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን ዝድነቕ ውጽኢታት አመዝጊቦም፡ መርሃዊ ቅዱስ ናይ ዙር ስዊስ ውድድሩ ጀሚሩ፡ አብ መንጎ ክልተ ወይ ሰለስተ ሃገራት ዝተቀርቀሩ ተጻወቲ ዋንጫ ዓለም ዝስለፉላ ሃገር ክመርጹ ይጽገሙ፡
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

