መሲን ዋንጫ ዓለምን ክራኸቡ ትንቢታዊ ድዩ ኔሩ፧ ዕድል ዘይገበረ ኪልያን ምባፐ፣ ሞድሪች፣ ሞሮኮ፣ ቢንያም ግርማይ

LUSAIL CITY, QATAR - DECEMBER 18: Lionel Messi of Argentina holding the World Cup and teammates celebrate during the trophy ceremony following the FIFA World Cup Qatar 2022 Final match between Argentina and France at Lusail Stadium on December 18, 2022 in Lusail City, Qatar. (Photo by Jean Catuffe/Getty Images) Credit: Jean Catuffe/Getty Images
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ኣቡዳቢ ብኩሉ ጾታታት ሳልሳይ ውጺኦም፣ * ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ንሳልሳይ ዓመቱ ኣከታቲሉ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሰይሙ፣ * መሲን ኣርጀንቲናን ዋንጫ ዓለም ድሕሪ ምውሳዶም እንታይ ይበሃል ኣሎ ዝብሉን ካልኦትን ንዝርዝሮም ኣርእስታትና’ዮም።
Share