The federal government spent almost half a million dollars on Welcomes to Country across two years according to an FOI released earlier this year. Credit: Supplied/AAP Photos
መንግስቲ ኣብ ደቀባታዊ ልምዳዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣጋይሽ ዝገብሮ ወጻኢታት ገንዘብ ብኸቢድ ተነቒፉ፡ ገሊኦም ግን እዚ ባህላዊ ወይ ልምዳዊ ስነስርዓት ከም 'ፖለቲካዊ ግጥም ኩዕሶ እግሪ' እዮ ዝምዝመዝ ዘሎ ይብሉ። Published 20 March 2025 9:57pm
Updated 21 March 2025 12:58am
By Rachael Knowles
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
መንግስቲ ኣብ ደቀባታዊ ልምዳዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣጋይሽ ዝገብሮ ወጻኢታት ገንዘብ ብኸቢድ ተነቒፉ፡ ገሊኦም ግን እዚ ባህላዊ ወይ ልምዳዊ ስነስርዓት ከም 'ፖለቲካዊ ግጥም ኩዕሶ እግሪ' እዮ ዝምዝመዝ ዘሎ ይብሉ።
እዚ ትሕዝቶ ሓዘን ወይ ጭንቀት ፈጢርልኩም እንተኾይኑ፣ ብኽብረትኩም ናይ ህጹጽ መስመር ቅልውላው National Aboriginal and Torres Strait Islander Crisis Hotline 13YARN ብቁጽሪ 13 92 76 ደውሉ።