Credit: Beyene Weldegiorgisበብዓመቱ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ስራሕ ፡ ትምህርቲ ፡ መነባብሮ ንምምሕያሽ ፡ ንስድራቤት ፡ ወይ ንዝሓሸ ናይ ማሕበረሰብ ደገፍ ንምርካብ ናብ ካልእ ግዝ ኣት ይግዕዙ ። ሕግታት ፣ ደንብታትን ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ክፈላለዩ ስለ ዝኽእሉ ፣ ንምግዓዝ መድብ ኣብ ትገብርሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣዳሊኹም ምንጽጻር ንምግዓዝኩም ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ ።
Published
By Harita Mehta
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
በብዓመቱ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ስራሕ ፡ ትምህርቲ ፡ መነባብሮ ንምምሕያሽ ፡ ንስድራቤት ፡ ወይ ንዝሓሸ ናይ ማሕበረሰብ ደገፍ ንምርካብ ናብ ካልእ ግዝ ኣት ይግዕዙ ። ሕግታት ፣ ደንብታትን ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ክፈላለዩ ስለ ዝኽእሉ ፣ ንምግዓዝ መድብ ኣብ ትገብርሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣዳሊኹም ምንጽጻር ንምግዓዝኩም ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ ።