Source: Getty Imagesኣብ ኣውስትራልያ ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሕማም ልቢ እዩ ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 12 ደቒቕ ሓደ ኣውስትራልያዊ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ይመውት ። ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ሓደ ኣውስትራልያዊ ፡ብ ወቕዒ ልቢ ፡ይመውት ። ምልክታት ወቕዒ ልቢ ከመይ ጌርካ ከም እተለልዮን እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ትፈልጥዶ ?
ኣብ ኣውስትራልያ ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሕማም ልቢ እዩ ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 12 ደቒቕ ሓደ ኣውስትራልያዊ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ይመውት ። ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ሓደ ኣውስትራልያዊ ፡ብ ወቕዒ ልቢ ፡ይመውት ። ምልክታት ወቕዒ ልቢ ከመይ ጌርካ ከም እተለልዮን እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ትፈልጥዶ ?