Meron Estefanos Source: Suppliedብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኔሩ። ኣብዚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣጠቓቕማን ክውሰዱ ዝግብ ኦም ነጥቢታትን ተዛሪባ ኣላ። ሜሮን ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ።
ብዛዕባ እናማዕበለ ዝኸይድ ዘሎ ሓዲሽ ናይ ፋይናንስ ኣሰራርሓ ተክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ምስ ቢትኮይን፡ ክሪፕቶካረንሲን ካልእን ዝምልከት ኣምርን ኣሰራርሓን ዝምልከት ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ዝተገብረ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ቀሪቡ ኔሩ። ኣብዚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣጠቓቕማን ክውሰዱ ዝግብ ኦም ነጥቢታትን ተዛሪባ ኣላ። ሜሮን ነዚ ዝገልጽ "ንእሽቶ ናይ ቢትኮይን መጽሓፍ" ትብል ተርጒማ ኣላ።