Treasury data released in January 2024 showed that 1.1 million Australians accessed negative gearing in 2020-21. Source: SBS News Source: Getty / Getty Images
ደገፍ ካብ ኣሉታዊ ኣታዊ ካብ ወፍሪ (ነጋቲቭ ጊይሪንግ) ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣብ ገዛውቲ ዝግበር ወፍሪ እተተሓሓዘ እዩ ። እዚ ዝኸውን ፡ ንሓደ ኣብ ገዛ ካብ ዝግበር ወፍሪ ዝርከብ ኣታዊ ገንዘብ ንላዕሊ ወጻኢታት ምስ ዝበዝሕ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ፡ እቲ ካብ ክራይ ዝርከብ ኣታዊ ነቲ ገዛ ዝወጽእ ወጻኢታት ፡ እንተላይ ወለድ ልቓሕ ንምሽፋን ፡ እኹል ኣታዊ ምስ ዝርከብ ፡ እቲ ወፍሪ እወታዊ ወፍሪ ወይ ፖሲቲቭ ጊይሪንግ ይበሃል ። Published 28 June 2023 11:09am
By Sneha Krishnan, Ruchika Talwar
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ደገፍ ካብ ኣሉታዊ ኣታዊ ካብ ወፍሪ (ነጋቲቭ ጊይሪንግ) ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣብ ገዛውቲ ዝግበር ወፍሪ እተተሓሓዘ እዩ ። እዚ ዝኸውን ፡ ንሓደ ኣብ ገዛ ካብ ዝግበር ወፍሪ ዝርከብ ኣታዊ ገንዘብ ንላዕሊ ወጻኢታት ምስ ዝበዝሕ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ፡ እቲ ካብ ክራይ ዝርከብ ኣታዊ ነቲ ገዛ ዝወጽእ ወጻኢታት ፡ እንተላይ ወለድ ልቓሕ ንምሽፋን ፡ እኹል ኣታዊ ምስ ዝርከብ ፡ እቲ ወፍሪ እወታዊ ወፍሪ ወይ ፖሲቲቭ ጊይሪንግ ይበሃል ።