መኪና እናዘወርኩም ዘይእሩም ወይ ክብረት ዝጎደሎ ባህሪይ መብዛሕትኡ ግዜ ናብ መጥቃዕቲ ወይ ባእሲ ኣብ መንገዲ ክድይብ ይኽእል። ምልክታት ቁጡዕ ኣዘዋውራ ከተለልይዎም ትኽእሉ'ዶ፧ ባእሲ ኣብ መንጎ መራሕቲ መካይን ኣብ መንገዲ ምስ ዘጋጥመኩም ከመይ ትሕዝዎ ወይ ትሓልፍዎ፧ ወይ ንመድሕን ናይ መኪናኹም ከ ብኸመይ ይትንክፎ ወይ ይጸልዎ፧ ኣብ'ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶ መለክዒታት ድሕነት ዘለዎን ሓላፍነታውን ኣዘዋውራ መኪና ኣብ ኣውስትራልያን ንስኹም ወይ ፈተውትኹም ኩነታት ባእሲ መራሕቲ መካይን ኣብ መንገዲ ምስ ዘጋጥመኩም ትወስድዎም ስጉምቲታትን ክንድህስስ ኢና።
Key Points
- Aggressive driving and road rage can be triggered by both personal and external factors
- Don’t try to retaliate if you are at the receiving end of a road rage incident
- Give other drivers the benefit of the doubt when they make a mistake
Share






