The leaders of the Commonwealth have approved Prince Charles as the new Commonwealth head. Source: AAPኣውስትራሊያ ምስናይ ብሪታኒያ ንግስነታዊ ስርዓት ወግዓዊን ስምዒታውን ርክብ ኣለዋ ፤ እዚ ድማ ሓደ ውርሻ ናይ ብሪጣንያ ግዝኣት እዩ ። ብኣንጻሩ ግን ፡ እታ ኣብ ካሪበያ እትርከብ ደሴት ባርባዶስ ፡ ንንግስነት ብሪጣንያ ከም ርእሰ ብሄር ሃገራ ከይከውን ደው ኣቢላ ፡ ኣብ ሕዳር 2021 ድማ ሪፓብሊክ ኰነት ። ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማይ ኣብ 96 ዓመት ዕድሚኣ ብ8 መስከረም 2022 ድሕሪ ምሕላፋ ዝለዓል ዘሎ ሕቶታት ፦ ኣብዚ ዘመናዊ ኣውስትራልያ ንጉሳዊ ስርዓት ብሪጣንያ እንታይ ግደ ኣለዎ ?
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራሊያ ምስናይ ብሪታኒያ ንግስነታዊ ስርዓት ወግዓዊን ስምዒታውን ርክብ ኣለዋ ፤ እዚ ድማ ሓደ ውርሻ ናይ ብሪጣንያ ግዝኣት እዩ ። ብኣንጻሩ ግን ፡ እታ ኣብ ካሪበያ እትርከብ ደሴት ባርባዶስ ፡ ንንግስነት ብሪጣንያ ከም ርእሰ ብሄር ሃገራ ከይከውን ደው ኣቢላ ፡ ኣብ ሕዳር 2021 ድማ ሪፓብሊክ ኰነት ። ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማይ ኣብ 96 ዓመት ዕድሚኣ ብ8 መስከረም 2022 ድሕሪ ምሕላፋ ዝለዓል ዘሎ ሕቶታት ፦ ኣብዚ ዘመናዊ ኣውስትራልያ ንጉሳዊ ስርዓት ብሪጣንያ እንታይ ግደ ኣለዎ ?