Credit: SBSድሒሩ ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኣውስትራልያውያን ነዚ ዝስዕብ ሕቶ 'እወ' ወይ 'ኣይፋል' ኢሎም መልሲ ክህብሉ ዝሕተትሉ ሓደ ድምጺ ህዝቢ ወይ ረፈረንደም ክሳተፉ’ዮም። ‘ሓደ ድምጺ ደቀባትን ህዝቢ ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ብምቛም ንቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ ቅዋም ሓደ ለውጢ ክግበር ትድግፉ ዲኹም፧’ እንተኾነ ግን እቲ ‘ድምጺ’ ወይ ‘ዘ ቮይስ’ ዝበሃል ብልክዕ እንታይ’ዩ፧ እንታይ’ዮም’ከ እቶም ንዕኡ ዝድግፉን ዝቃወሙን ክትዓት፧
Published
Updated
By Claire Slattery
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ድሒሩ ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኣውስትራልያውያን ነዚ ዝስዕብ ሕቶ 'እወ' ወይ 'ኣይፋል' ኢሎም መልሲ ክህብሉ ዝሕተትሉ ሓደ ድምጺ ህዝቢ ወይ ረፈረንደም ክሳተፉ’ዮም። ‘ሓደ ድምጺ ደቀባትን ህዝቢ ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ብምቛም ንቀዳሞት ህዝብታት ኣውስትራልያ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ ቅዋም ሓደ ለውጢ ክግበር ትድግፉ ዲኹም፧’ እንተኾነ ግን እቲ ‘ድምጺ’ ወይ ‘ዘ ቮይስ’ ዝበሃል ብልክዕ እንታይ’ዩ፧ እንታይ’ዮም’ከ እቶም ንዕኡ ዝድግፉን ዝቃወሙን ክትዓት፧