Source: SBSኣብ ምጅማር ዝኾነ ይኹን ዝግበር ዉራያት ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ብኣቦርጂናል ባህላዊ ዓቀብቲ ዓበይቲ ዓዲ ኣረጋውያን ብቐጻሊ ይግበር'ዩ ። እዚ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ጽምብል ‘Welcome to Country’. ይበሃል ። ኣብዚ ናዲ NAIDOC ሰሙን ዝኽበረሉ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትርጉም "ናብ ሃገር እንቋዕ ደሓን መጻእኩም" ወይ "‘Welcome to Country’" እንታይ ማለት ምዃኑን ኵላትና ነቶም ኣብ ግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ሰባት ዓቀብቲ ናይዛ ንነብረላ ዘለና መሬት ብኸመይ ኣፍልጦም ክንህብ ከም እንኽእልን ይርኢ ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ምጅማር ዝኾነ ይኹን ዝግበር ዉራያት ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ብኣቦርጂናል ባህላዊ ዓቀብቲ ዓበይቲ ዓዲ ኣረጋውያን ብቐጻሊ ይግበር'ዩ ። እዚ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ጽምብል ‘Welcome to Country’. ይበሃል ። ኣብዚ ናዲ NAIDOC ሰሙን ዝኽበረሉ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትርጉም "ናብ ሃገር እንቋዕ ደሓን መጻእኩም" ወይ "‘Welcome to Country’" እንታይ ማለት ምዃኑን ኵላትና ነቶም ኣብ ግዜ ጥንቲ ዝነበሩ ሰባት ዓቀብቲ ናይዛ ንነብረላ ዘለና መሬት ብኸመይ ኣፍልጦም ክንህብ ከም እንኽእልን ይርኢ ።