Dr. berhan Ahmed Source: Suppliedኣብ ኣውስትራሊያ ዝተመርጸ ብ ኣንተኒ ኣልባነስ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ። ምስቲ ዝሓለፈ መንግስቲ ሰልፊ ልፍንቲ (ሊብራል/ናሽናልስ) ክወዳደር፡ እንታይ ረብሓታት ፖሊሲ መንግስቲ እዩ ክር አ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተመርጸ ብ ኣንተኒ ኣልባነስ ዝምራሕ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ። ምስቲ ዝሓለፈ መንግስቲ ሰልፊ ልፍንቲ (ሊብራል/ናሽናልስ) ክወዳደር፡ እንታይ ረብሓታት ፖሊሲ መንግስቲ እዩ ክር አ። ነዚ ብዝምልከት ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።