Source: Supplied"ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ኩሎም ተረሺኖም። ኣነ ግና ሃዲመ ወጺአ።" ክብል ሓደ ከሰግሮም ዝፈተነ ሱዳናዊ ገሊጹ። ብድሕር'ዚ "ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም ዝብል ተስፋ ተሰሚዑ። ዛጊት ነዞም ጠፊኦም ዝተባህሉ መንእሰያት ንምርካብ ዝተገብረ ጻዕሪታት እንታይ ይመስል፧ ተስፋ ናይ ምርካቦም ክሳብ ክንደይ እዩ፧ ብዛዕባዚ ምሕጽንታ ካብ ሓንቲ ኣደ ናይዞም ዝጠፍኡን፡ ኣሰሮም ንምርካብ ካብ ዝነጥፉ ዘለዉ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት ይገልጽ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
"ኣብ 2016 ካብ ካይሮ ክወጹ ዝፈተኑ 32 መንእሰያት ኩሎም ተረሺኖም። ኣነ ግና ሃዲመ ወጺአ።" ክብል ሓደ ከሰግሮም ዝፈተነ ሱዳናዊ ገሊጹ። ብድሕር'ዚ "ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም ዝብል ተስፋ ተሰሚዑ። ዛጊት ነዞም ጠፊኦም ዝተባህሉ መንእሰያት ንምርካብ ዝተገብረ ጻዕሪታት እንታይ ይመስል፧ ተስፋ ናይ ምርካቦም ክሳብ ክንደይ እዩ፧ ብዛዕባዚ ምሕጽንታ ካብ ሓንቲ ኣደ ናይዞም ዝጠፍኡን፡ ኣሰሮም ንምርካብ ካብ ዝነጥፉ ዘለዉ ኣቶ ገብረ ባህዱራይ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት ይገልጽ።