How will the migrant community vote in the upcoming federal election? SBS Examines investigates.ፖሊሲታት ብዛዕባ መጻእቲ ወይ ናብ'ዚ ሃገር ዝመጹ ሰባት ውዑያት ኣርእስታት ኣብ'ዚ ምርጫ'ዮም፣ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባትና ግን ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም ንጹር ኣይኮነን።
Published
By Olivia Di Iorio, Alex Tarney
Presented by Olivia Di Iorio, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ፖሊሲታት ብዛዕባ መጻእቲ ወይ ናብ'ዚ ሃገር ዝመጹ ሰባት ውዑያት ኣርእስታት ኣብ'ዚ ምርጫ'ዮም፣ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባትና ግን ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም ንጹር ኣይኮነን።
Zero, there's no political literacy.
Dai Le, federal member for Fowlerእዚ ትሕዝቶ 'መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧' ሓደስቲ መጻእቲ ማሕበረሰባት ንፖለቲካ ከመይ ይሕዝዎ ወይ ይርድእዎ ክምልከት'ዩ።