Credit: AAP Photos/Getty Imagesንነብስኹም ኣብ ጸጋማዊ ዲኹም የማናዊ ኣተሓሳስባ ወይ ኣረኣእያ ተቐምጥዋ፧ ንዓመታት እዚኦም ኣስማት ፖለቲካዊያን ሰልፍታት ኣብ ዝበዝሑ መርገጺታቶም ኣበየናይ ይዝንብላ ንዝብል ንምግላጽ ወይ ንምዕቃን ከገልግሉ ጸኒሖም። እቶም ናብ ጸጋም ዝዘዝዉ ኣብ ዝያዳ ገስጋሳዊ ክብርታት ዝኣምኑ`ዮም፣ እቶም ኣብ የማናዊ ወገን ናይ`ቲ መዐየሪ ዘለዉ ድማ ኣብ ዝያዳ ዓቃባውያን ክብርታት ይኣምኑ። እዞም ኣስማት ግን ክሳብ ሕጂ ጠቐምቲ ድዮም፧ መርገጺ ፖለቲካውያን ሰልፍታትናን ፖለቲከኛታትናን ንምርዳእ ብሓቂ ይሕግዙና ድዮም፧
Published
By Alex Tarney, Olivia Di Iorio
Presented by Olivia Di Iorio, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ንነብስኹም ኣብ ጸጋማዊ ዲኹም የማናዊ ኣተሓሳስባ ወይ ኣረኣእያ ተቐምጥዋ፧ ንዓመታት እዚኦም ኣስማት ፖለቲካዊያን ሰልፍታት ኣብ ዝበዝሑ መርገጺታቶም ኣበየናይ ይዝንብላ ንዝብል ንምግላጽ ወይ ንምዕቃን ከገልግሉ ጸኒሖም። እቶም ናብ ጸጋም ዝዘዝዉ ኣብ ዝያዳ ገስጋሳዊ ክብርታት ዝኣምኑ`ዮም፣ እቶም ኣብ የማናዊ ወገን ናይ`ቲ መዐየሪ ዘለዉ ድማ ኣብ ዝያዳ ዓቃባውያን ክብርታት ይኣምኑ። እዞም ኣስማት ግን ክሳብ ሕጂ ጠቐምቲ ድዮም፧ መርገጺ ፖለቲካውያን ሰልፍታትናን ፖለቲከኛታትናን ንምርዳእ ብሓቂ ይሕግዙና ድዮም፧