This episode of SBS Examines asks what needs to be done to remove the stigma around cancer screening for women in CALD communities.
SBS Examines: ኣገደስቲ መርመራታት ጥዕና ንሓደስቲ መጻእቲ ደቀንስትዮ ዝሓልፈን ንምንታይ'ዩ፧

As mulheres migrantes enfrentam várias barreiras no acesso aos serviços de saúde. Source: Getty / SDI Productions
ካብ ብባህልን ቋንቋን ዝተፈልዩ ድሕረባይታታት ዝመጻ ደቀንስትዮ ብሰንኪ ፍርሒን ባህላዊ ነውርታትን (ጸለመታት) ኣድለይቲ ክትትላት ጥዕና ካብ ምግባር ይእለያ፣ ይሃድማ ወይ የወግዳ። ነዚ ንምቕያር እንታይ ክግበር ይከኣል፧ SBS Examines ክምልከቶ'ዩ። [መጠንቀቕታ፡ እዚ ፈነወ ዘጨንቕ ትሕዝቶ ኣለዎ።]
Share