መጠንቀቕታ፡ ዘሕዝን ትሕዝቶ
SBS Examines: ሓደ ካብ'ቶም ብብዝሒ ዘጋጥሙ ዓይነታት ዘቤታዊ ዓመጽ'ዩ፡ ንምንታይ ደኣ'ዩ ዘይፍለጥን ዘይጥራዓሉን፧

Migrant women in Australia are at higher risk of experiencing domestic violence including lesser known forms such as financial abuse.
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ብሰንኪ ዘቤታዊ ዓመጽ ሓገዝ ካብ ዝሓተታ ደቀንስዮ 90% ዝኾና ፋይናንሳዊ ዓመጽ ኣጋጢምወን፡ ክኢላታት ድማ ሓደስቲ መጻእቲ ደቀንስትዮ እተን ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ዝርከባ'የን ይብሉ።
Share